
መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo
Podcast af መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewhdo
Prøv gratis i 1 år
99,00 kr. / måned efter prøveperiode.Ingen binding.

Mere end 1 million lyttere
Du vil elske Podimo, og du er ikke alene
Rated 4.7 in the App Store
Læs mere መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብቲ ኸም ፍቓድ ኣቦና ኣምላኽ፡ ካብዛ ሕጂ ዘላ እክይቲ ዓለም ምእንቲ ኼድሕነና ኢሉ፡ ብሰሪ ሓጢኣትና ነፍሱ ዝሃበ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፡ መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ጸጋን ሰላምን ይውረድኩም። ንእኡ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክብሪ ይኹን ኣሜን። እዚ ተከታታሊ መደብ " Meseret Emnet Orthodox Tewahdo" ዝብል ናይ Podcast ትምህርቲ ቀንዲ ዕላምኡ ንምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፡ ነቲ ዘለዎም እምነት ኣብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቑ፡ ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ዝኾንዎ እምነት፡ኣብኡ 1. ከም ህንጻ ኮይኖም ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኾኑ፡ 2. እናተኣሳሰሩ ክዓብዩ፡ 3. ነቲ "ንስኻትኩምውን ኣብኡ ማሕደር ኣምላኽ ብመንፈስ ክትኰኑ ሐቢርኩም ትህነጹ አሎኹም።" (ኤፌ 2፡22) ዝበሎ ንከተግብሩ ክሕግዝ ዝተዳለወ መደብ እዩ።
Alle episoder
27 episoder
መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን ንዕለት ፳፪ ግንቦት ፳፻፲፫ / May 30, 2021 "ሓምሻይ ሰሙን ናይ ትንሳኤ" ወ. ዮሐንስ 21: [https://www.youtube.com/watch?v=Lz0_eHCBL-A&t=1275s]15-17 "ጴጥሮስ፡ ሳልሳይ ጊዜ ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧ ስለ ዝበሎ፡ ጕህዩ፥ ጐይታይ፡ ንስኻ ዅሉ ትፈልጥ አሎኻ፡ ኣነ ኸም ዘፍቅረካውን ትፈልጥ አሎኻ፡ በሎ። የሱስ ከኣ፥ ኣባጊዔይ ኣብልዕ።"

ሉቃስ 19:46 "ቤተይ ቤት ጸሎት እያ፡ ተጽሒፉ አሎ፡ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ገበርኩምዋ፡ እናበሎም ኬውጽእ ጀመረ።"

1ይ ዜና መዋዕል 16:8-12 "ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፡ ስሙ ጸውዑ፡ ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ንገሩ። ንእኡ ዘምሩ፡ ቃንዩሉ፡ ብዛዕባ ዂሉ ተኣምራቱ ተዛራረቡ። በቲ ቅዱስ ስሙ ተኸበሩ፡ ልብ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚደልዩ ይተሐጐስ። ንእግዚኣብሄርን ስልጣኑን ድለዩ፡ ገጹ ዂሉጊዜ ድለዩ። ነቲ ዝገበሮ ተኣምራቱን፡ ንትእምርትታቱን ፍርድታት ኣፉን ዘክሩ።"

2ቆረ5:19 "ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ።"

ወ. ማርቆስ 10:45 "ወዲ ሰብ ድማ ኬገልግል ህይወቱውን በጃ ብዙሓት ኪህብ እምበር፡ ኬገልግልዎ ኢሉ ኣይመጸን፡ በሎም።"

Rated 4.7 in the App Store
Prøv gratis i 1 år
99,00 kr. / måned efter prøveperiode.Ingen binding.
Eksklusive podcasts
Uden reklamer
Gratis podcasts
Lydbøger
20 timer / måned