The Wihbet Podcast
ሓይሊ ስም የሱስ ክርስቶስ "ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12
Vær den første til å kommentere
Registrer deg nå og bli medlem av The Wihbet Podcast sitt community!
99 kr / Måned etter prøveperioden. · Avslutt når som helst.
14 Episoder
009 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 4 of 4)
ኤፌሶን 2: 19-20 እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
008 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና 3 (Part 3 of 4)
007 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና
ስድራቤት ኣምላኽ ኢና
E003. ስም የሱስ ክርስቶስ
Kommentarer
0Vær den første til å kommentere
Registrer deg nå og bli medlem av The Wihbet Podcast sitt community!