Coverbild der Sendung መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo

መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo

Podcast von መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewhdo

Tigrinya

Kostenlos bei Podimo

Kostenlos hören bei Podimo

Starte jetzt und verbinde dich mit deinen Lieblingspodcaster*innen

  • Vertraut von über 1 Mio. deutschen Hörer*innen
  • Über 1.000 lokale Podcasts und Shows – nur bei Podimo
  • Keine Zahlung nötig

Mehr መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብቲ ኸም ፍቓድ ኣቦና ኣምላኽ፡ ካብዛ ሕጂ ዘላ እክይቲ ዓለም ምእንቲ ኼድሕነና ኢሉ፡ ብሰሪ ሓጢኣትና ነፍሱ ዝሃበ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፡ መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ጸጋን ሰላምን ይውረድኩም። ንእኡ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክብሪ ይኹን ኣሜን። እዚ ተከታታሊ መደብ " Meseret Emnet Orthodox Tewahdo" ዝብል ናይ Podcast ትምህርቲ ቀንዲ ዕላምኡ ንምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፡ ነቲ ዘለዎም እምነት ኣብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቑ፡ ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ዝኾንዎ እምነት፡ኣብኡ 1. ከም ህንጻ ኮይኖም ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኾኑ፡ 2. እናተኣሳሰሩ ክዓብዩ፡ 3. ነቲ "ንስኻትኩምውን ኣብኡ ማሕደር ኣምላኽ ብመንፈስ ክትኰኑ ሐቢርኩም ትህነጹ አሎኹም።" (ኤፌ 2፡22) ዝበሎ ንከተግብሩ ክሕግዝ ዝተዳለወ መደብ እዩ።

Alle Folgen

27 Folgen

episode ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧- ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021 artwork

ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧- ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021

መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን ንዕለት ፳፪ ግንቦት  ፳፻፲፫ / May 30, 2021 "ሓምሻይ ሰሙን ናይ ትንሳኤ" ወ. ዮሐንስ 21: [https://www.youtube.com/watch?v=Lz0_eHCBL-A&t=1275s]15-17 "ጴጥሮስ፡ ሳልሳይ ጊዜ ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧ ስለ ዝበሎ፡ ጕህዩ፥ ጐይታይ፡ ንስኻ ዅሉ ትፈልጥ አሎኻ፡ ኣነ ኸም ዘፍቅረካውን ትፈልጥ አሎኻ፡ በሎ። የሱስ ከኣ፥ ኣባጊዔይ ኣብልዕ።"

31. Mai 2021 - 31 min
episode ቤተይ ቤት ጸሎት እያ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021 artwork

ቤተይ ቤት ጸሎት እያ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021

ሉቃስ 19:46 "ቤተይ ቤት ጸሎት እያ፡ ተጽሒፉ አሎ፡ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ገበርኩምዋ፡ እናበሎም ኬውጽእ ጀመረ።"

24. März 2021 - 16 min
episode ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021 artwork

ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021

1ይ ዜና መዋዕል 16:8-12 "ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፡ ስሙ ጸውዑ፡ ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ንገሩ። ንእኡ ዘምሩ፡ ቃንዩሉ፡ ብዛዕባ ዂሉ ተኣምራቱ ተዛራረቡ። በቲ ቅዱስ ስሙ ተኸበሩ፡ ልብ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚደልዩ ይተሐጐስ። ንእግዚኣብሄርን ስልጣኑን ድለዩ፡ ገጹ ዂሉጊዜ ድለዩ። ነቲ ዝገበሮ ተኣምራቱን፡ ንትእምርትታቱን ፍርድታት ኣፉን ዘክሩ።"

15. März 2021 - 12 min
episode ምስ ኣምላኽ ክዓርቐና - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021 artwork

ምስ ኣምላኽ ክዓርቐና - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021

2ቆረ5:19  "ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ።"

11. März 2021 - 12 min
episode ህይወቱ በጃ ክህብ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021 artwork

ህይወቱ በጃ ክህብ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021

ወ. ማርቆስ 10:45 "ወዲ ሰብ ድማ ኬገልግል ህይወቱውን በጃ ብዙሓት ኪህብ እምበር፡ ኬገልግልዎ ኢሉ ኣይመጸን፡ በሎም።"

10. März 2021 - 9 min
Super gut, sehr abwechslungsreich Podimo kann man nur weiterempfehlen
Super gut, sehr abwechslungsreich Podimo kann man nur weiterempfehlen
Ich liebe Podcasts, Hörbücher u. -spiele, Dokus usw. Hier habe ich genügend Auswahl. Macht 👍 weiter so

Nur bei Podimo

Beliebte Hörbücher